ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን  ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ

4 መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኸኑ ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2012 ክሳብ 07/07/2012ለዓ/ም ሰዓት 6፡00  ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ይዉሰድ

7ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16

መመለስ
የጨረታ ምድብ