ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብሎኬት /በዓል 20 በዝሒ 1793/ መቅረብቲ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም እስካብ 09/07/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ናብቲ ቤት ፅሕፈት አታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ 09/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ