ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | በዝሒ |
1 | ኣግዳሚ ወንበረ በዓል መደገፊ ብሳንፕል | 2 |
2 | ጠረቤዛ ባዓል 3ተ ተኸፋቲ 0.9*2ሜ ብሳንፕል | 1 |
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም እስካብ 09/07/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ናብቲ ቤት ፅሕፈት አታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ 09/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት
3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03
መመለስ