ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎቬድን ክሬንን ማሽን ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 03:03 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/06/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/07/2012 ሰዓት 3፡30

መመለስ
የጨረታ ምድብ