ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብዝወፀሉ ዕለት30/06/2012 ጀሚሩ ክሳብ 03/ 07/ 2012ዓ/ም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

መመለስ
የጨረታ ምድብ