ኢንስቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዘወገዳም ንብረታት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ቆርቆሮ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 08:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ መኸበሪ ብስፒኦ ብር 1000.00 ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ዶክመንት ካብ ኢ/ም/ሕ/ትግራይ ዳርክተሬት ዳይርክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ዳር ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፀሪ 09 ካብ ዕለት 26/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዋጋ መቅረቢ ኢንስትዩት ካብ ዘድለዩ ቅጥዒ ወፃኢ ብኻሊእ ዶክመንት ምቅራብ ኣይካኣልን

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/ 07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዚ/ም/ሕ/ትግራይ ዳርክተሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 እንስቲትዩና ዝሓ መማረፂ እንተረኸቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 80 28

መመለስ
የጨረታ ምድብ