ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 05:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 07/07/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቐርቡ ንሕብር 5፡00 ሰዓት ቅድሚ ቐትሪ ይክፈት

2 ናይ ጨረታ መሸጣ ሰነድ ዋጋ ብር 20 እናከፈሉ ካብ ደ/ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ይካአል

3 ተወዳደራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ ኣታዊ ምስገበሩ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መኽዘን ተረኸቡ ይወስድ

4 ተወዳደርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምኽያዱ ንመኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርተፊኬትን ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

መመለስ
የጨረታ ምድብ