- ዝተመዝገቡ እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበረ
- በዘ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፈይናንስን ምም/ር ካብ 20/04/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ብሲፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዝ ዝክእል መከበሪ ጨረታ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ምቅራብ ይከኣል እዩ
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/05/2008 ዓም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት: ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
- ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ብዝተኣሸ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
- ኣድራሻና ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ታሕተዋይ በሪ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ካብ ክፍለሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይከኣል
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ