ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 08:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም ክሳብ 27/05/2012 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 27/05/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድማ ይክፈት

4 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ