ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረታት ብዘለዉሉ ኩነታት ንደቀቕትን ኣናእሽተይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 08:02 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ብ ደቀቅተን ኣናእሽተይን ዝተወደብኩም ብዘገልገሉ /ዝኣረጉ ንብረት ምዕዳግ ምሻጥን ዝብል ንግዲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ ደረጃኩም ዝገልፅ ሰርተፊኬት

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቐትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-19 ዘይምለስ 20 ቅርሺ ከፊሎም ብምዉሳድ ነቲ ንብረት ንምርኣይ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መዓልቲ ካብ 2፡30 ክሳብ 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ምርኣይ ይኻኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ