ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ንናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክላት ኣቅሓ ከገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 11:02 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 26/06/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ