ኹሓ ሆስፒታል ን2012ዓ/ም ን ኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ቫት ምዝጉባት

4 መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ግድን ይኸዉን በዓል ዋና ንግዲ ፍቃድ ሽምን ፌርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

5ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ኹሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ምዉሳድ ይኻኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብር 5000 ብር ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝክእል ኮይኑ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 02 21 / 09 14 00 80 94 /0 914 02 18 35 ምሕታት ይካኣል 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s