ኹሓ ሆስፒታል ን2012ዓ/ም ን ኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ቫት ምዝጉባት

4 መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ግድን ይኸዉን በዓል ዋና ንግዲ ፍቃድ ሽምን ፌርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

5ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ኹሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ምዉሳድ ይኻኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብር 3000 ብር ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝክእል ኮይኑ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 02 21 / 09 14 00 80 94 /0 914 02 18 35 ምሕታት ይካኣል 

መመለስ
የጨረታ ምድብ