ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብሎኬት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 04:02 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ናይ መኪና ሊብረ

4 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ልምዓት

5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ይፀንሕ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 73 02 11 ምሕታት ይምልከት /09 12 94 65 12

መመለስ
የጨረታ ምድብ