ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ቤተ ንባብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:30 ጥዋት
  • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/06/2012 ክሳብ ዕለት 19/06/2012

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 19/06/2012 ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት03፡30 ይክፈት

4ቤት ት/ትና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 09 42 41 44 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ