1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2012ዓ/ም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
2 መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤
4 መኸበሪ ጨረታ ንሞተር መቀያየሪ ኣቅሑት 4000.00 ቅርሺ ፣ ንመኪና መቀያየሪ ኣቅሑት 50000.00 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኾይኑ ከትሕዝ ኣለዎ።
5 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።
6 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ
7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብሩ
8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 09/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/06/2012 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።
9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033/10 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።
መመለስ