ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ የካቲት 30, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ የካቲት 30, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ ን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮዉን ይግባእ

4 ጨረታ 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ