ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ኽዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 04:02 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ

5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ

መመለስ
የጨረታ ምድብ