ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ስነ-ፅባቐ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 04:00 ጥዋት
  • ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ 2012 መቅረባይነት

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ03/ 06/2012 ዓም ክሳብ 06/ 06/2012 ዓ/ም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት06/ 06/2012 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 06/ 06/2012 ዓ/ም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

መመለስ
የጨረታ ምድብ