ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮፕልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 04:30 ጥዋት
  • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ብእምኒ ምንፃፍ ኣብ 2012ዓ/ም ስልጠና ወሲድኵም ዝሓለፍኩምን ናይ ደቀቅትን ኣነእሽተይን ትካላት ንግዲ ምስክር ወረቀት

2 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሳይድ ሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ንሰለስቲኡ ፖስታ ድማ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ ኣለዎም

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ 27/05/2012ዓ/ም ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 06/06/2012ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሊ ይክፈት

5 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የበሉን

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናየ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37 /09 14 64 68 68

መመለስ
የጨረታ ምድብ