ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ክልተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስዮን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ከቕርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ

7 ጨረታ ዝወፀሉ ዝቃለሐሉ ዕለት 28/05/2012 ክሳብ 12/06/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 13/06/2012 ሰዓት 4፡00 ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

8 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ