ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለዩ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ሎትሓደ ፕላስቲክ ትቦታትሓፂን ትቦታት ምስ መገጣጠሚኡ

ሎት ክልተ ናይ ቤት ፅሕፈት ቀወምቲ አቁሑ

ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት

ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ተጫረቲ

  1. ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈሉ
  2. ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱ ግብሪ ዝከፈሉ ቲን ነምበር ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም
  3. ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ
  4. ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ ወርሓዊ ዲክለረሽን ማለት እዉን ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳር ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ኣብ መሳርሒ ፅሕፈት ቫት ተመዝገብቲ  ዘይኮኑ ዉን ክጫረቲ ይክእሉ እዮም
  6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ
  7. ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 12 ታሕሳስ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 21 ታሕሳስ 2008 ዓም ንተከታተልቲ 10 መዓልትታት ይከዉን
  8. እቲ ጨረታ 21 ታሕሳስ 2008 ዓም ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 1 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ተዘይረኪቦም እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  9. ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዕዳጋ ሓሙስ ቢሮ ቁፅሪ ሓደ እዩ
  10. መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ቢሄራዊ ባንኪ ዝተፈቀዶሎም  ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ  ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

መተሓሳሰቢ

ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ሓቢሩ ስለ ዝሽየጥ ኣብዩ ምርኣይ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347730269 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s