ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል 45 ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣመልኪቱ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳርና ከነሐትም ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 11:32 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

5 ነዚፕሮፎርማ መኸበሪ ጨረታ ዝከዉን 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትሕዝ ሰዓራይ ዝኮነ ድማ 10 ሚኢታዊ ናይ ዝሰዓሮ መኸበሪ ዉዕሊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ዝአስር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ