ፈልግ (Ctrl+/)
Tigrigna
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 25, 2008 06:00 ከሰአት (
ተዘጋ
)
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3300.00
ቦታ:
መቐለ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 25, 2008 06:00 ከሰአት
ህንፃ መሳርሒ
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
Print
Pdf
ብመሰረት እዚ ተጫራቲ ሕጋዉን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን
አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ
መኽበሪ ጨረታ ነነፍስወከፍ ጨረታ ሰነድ 3,300.00 ቅርሺ ብብሄራዊ ባንኪ ዝተረጋጋፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምቅራብ ዝክእል ወይድማ ብጥረገንዘብ ከቅርብ ዝክእል
ሰዓራይ ጨረታ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ንዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መከበሪ ዘትሕዝ ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮለጅ ኪነጥበባት ትግራይ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
ንነፍስወከፍ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንፅሕፈት መሳርሒን ህንፃ መሳርሒ 15 ቅርሺ ንኣቁሑት ንፅሬትን መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን10 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 7/04/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 25/04/ 2008 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ ናብቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ሳንዱቀ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/04 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 25/04/2008ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
ኣብ ምንግስታዊ ቤት ዕዩ ኣብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ኣብ ናይ ኣቕሑትን ግልጋሎት መቕረብቲ ምኻኖም ዘረጋገፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ቅዳሕ ገይሮም ከትሓሕዙ አለዎም::
ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ይግባእ
ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::
እቲ ኮለጅ ካብቲ ዝሰዓረ ንብረት 20% ክዉስክን ክቕንስን ይኽእል::
አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ሓበሬታ እንትሃልይዎም አብ መብርሂ ይሓብሩልና::
መመለስ
የጨረታ ምድብ
ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (23)
ሶፍትዌር ግዢ(7)
ዌብሳይት ሶፍትዌርን ማበልፀግ(6)
የኔትዎርክ ዝርጋታና ጥገና(10)
ኮንስትራክሽን (208)
የቤት/ህንፃ ግንባታ(122)
መንገድና ዲልድይ ግንባታ(11)
የውሃ ስራዎች(51)
የውሃ ጉድጋድ ቁፋሮናና የውሃ ስርዓት ተከላ(23)
ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (490)
ኮምፒተርና ተዛማች (100)
የኮምፒተር መለዋወጫ እቃዎች(116)
ኤሌክትሮኒክስ እቃዎችና መለዋወጫ(269)
የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (63)
ኣካውንቲን ተዛማጅ(31)
ኦዲቲንግ ተዛማጅ(32)
ግብርና (168)
የግብርና ውጤቶችና ስራዎች(55)
የግብርና ጥሬ እቃዎችና ኣቅርቦት(6)
ግብርና መሺነሪ(45)
ፍሎራና ሆልቲካልቸር(53)
ፓልትሪ ቢና ኣኒማል ሃስባንደሪ(9)
የግንባታ እቃዎች (387)
የግንባታ ማሽነሪና እቃዎች(56)
የግንባታ ጥሬ እቃዎች(147)
የምህንድስና እቃዎች(55)
የቧንቧ እቃዎች እና መለዋወጫዎች(27)
የውሃ ምህንድስና የውሃና ማሽኖች እቃዎችና መሳሪያዎች(100)
ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (204)
የንፅህና ፅዳት እቃዎች(181)
የንፅህና ፅዳት ግልጋሎት(20)
ማማከር (33)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትና ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ማማከር ስራዎች(5)
የህግ ማማከር ኣገልግሎት(0)
የትምህርት ነክ ማማከር ኣገልግሎት(2)
የምህንድስና ነክ ማማከር ኣገልግሎት(24)
የድርግት ማማከር ኣገልግሎት(0)
የኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማማከር ኣገልግሎት(1)
የቋንቋ ትርጉም(1)
ትምህርትና ስልጠና (25)
ጤና ነክ ስልጠና(0)
መፃፍና የትምህርት ቁሳቁሶች(20)
ትምህርቲና ትሬይንግ(5)
የማሽከርከር ስልጠና ኣገልግሎት(0)
ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (347)
የኤሌክትሪካል እቃዎችና መለዋወጫ(126)
የመገጣጠምና መጠገን(17)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቃዎችና ኣገልግሎት(202)
ምግብና መጠጥ (122)
የምግቢ ኣቅርቦት(106)
ካፌና ሬስትራንትን(15)
እግድ (24)
የቤት/ህንፃ ሃራጅ(13)
የመኪና ሃራጅ(5)
ኢንዱስትሪና ፋብሪካ ሃራጅ(6)
ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (8)
የቤት/ህንፃ ፈርኒሽንግ ፊክስቸር(7)
የቤት/ህንፃ ማስዋብና ስራዎች (1)
ፈርኒቸር (198)
የቤት ፈርኒቸር(2)
የቢሮ ፈርኒቸር(186)
ሌላ ኣይነት ፈርኒቸር(8)
ጤና (40)
የጤና ጋር የተዛመዱ ኣገልግሎቶች(3)
የጤና ጋር የተገናኙ መሳሪያዎችና መለዋወጫዎች(37)
የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (173)
ጸረ ተባይና ነፍሳት(3)
ኬሚካልና ሪኤጀንት(84)
የላብራቶሪ መሣሪያዎች(85)
ጥገና (58)
የኮምፒተርና ኤሌክትሮኒክስ ጥገና(11)
ሞተርሳይክል ጥገና(11)
የቤት እቃዎች፡ በርና መስኮ ጥገና(3)
የተሽከርካሪ ጥገና(19)
የማሽን ጥገና(4)
ሌሎች ጥገናዎች(10)
የህክምና ዕቃዎች (53)
የመድሃኒት ምርቶች(24)
የህክምና/ላብራቶሪ እቃዎች ጥገና(6)
የእንስሳት መድሃኒቶችና ቁሳቁሶችን(22)
ፎቶግራፍና ፊልም (6)
የፎቶግራፍና ፊልም ኣገልግሎቶች(2)
የደኩመንታሪ ስራዎች(4)
የህትመት ስራዎች (99)
የህትመት አገልግሎቶች(82)
የህትመት እቃዎችና(16)
የማስታወቅያ ስራዎች (9)
ግራፊክስ ዲዛይን(0)
የቢልቦርድና ዲጂታል ማስታወቅያ(3)
የማስታወቅያ እቃዎች(2)
ኢቨንት ማዘጋጀት(1)
ማርኬትንግና ፕሮሞሽን ኣገልግሎት(3)
ኪራይ (178)
የቤት/ህንፃ ኪራይ(9)
የመኪና ኪራይ(130)
የማሺነሪ ኪራይ(39)
ሽያጭ (266)
የቤት/ህንፃ ሽያጭ(6)
መኪናና ማሺነሪ ሽያጭ(10)
ካልኦት ዝሽወጡ(128)
ያገለገሉ እቃዎች ሽያጭ(122)
የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (32)
የጥበቃ ኣገልጉሎት(9)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (6)
የሴፍቲ እቃዎች(17)
የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (76)
የመኪና መለዋወጫ እቃዎች(72)
የሞተርሳይክል መለዋወጫ እቃዎች(0)
የሳይክል መለዋወጫ እቃዎች(4)
ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (145)
የቆዳ ውጤቶቸ(1)
መጋረጃና ምንጣፍ(3)
ጨርቃ ጨርቅና ልብስ(131)
ፍራሽ ትራስና ተዛማጅ(10)
የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (97)
ማጓጓዣ ኣገልጋሎት(97)
የትራንዚት ኣገልጋሎት(0)
የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (165)
የመኪና ግዢ(21)
የከባደ መሺነሪ ግዢ(97)
ሞተርሳይክል ግዢ(46)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (80)
ብረታ ብረት ሰራዎች(57)
የኣልሙኒየም እቃዎችና ሰራዎች(22)
መስትዋትና መስትዋት ሰራዎች(0)