ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝ/ዩ ኣብያተ ፅ/ታት ንናይ ዝ/ዩ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 11:02 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 14/05/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/05/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ