ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ የካቲት 11 በዓል ዝዉዕል ዝተፈለላዩ ናይ ሕትመት ዉፅኢታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 11:02 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ፣ ቲን ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 13/05/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ዕደጋ ክፍሊ ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ