ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 10:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 11:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 11፡00

5 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ቸክ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

መመለስ
የጨረታ ምድብ