ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ-78 ሃይድቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ክሳብ 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ