ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 10:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

P.R

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

31788

1

Starter Motor Assy

28100-0L041

PCS

1

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኢቲ/ ዘለዎን ዘይብሉ ምካኑ ብንፁር ከቅመጥ አለዎ

3 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ ግዜ ግልጋሎት /ኣቅሓ/ ክህብ አለዎ

4 ዘድሊ መረዳእታ ብፖታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/05/2012 ክሳብ 12/05/202 9:30 ዓም እዩ

6 ፕሮፈርማ ዝከፈቱ ዕለት 12/05/2012 ሰዓት 10:00 ይከዉን

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፈርማ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀደማ ኣብዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ