P.R | ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
31568 | 1 | ፀፀር( (Agrigate ) | 02 | M3 | 48 |
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ
2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኢቲ/ ዘለዎን ዘይብሉ ምካኑ ብንፁር ከቅመጥ አለዎ
3 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ ግዜ ግልጋሎት /ኣቅሓ/ ክህብ አለዎ
4 ዘድሊ መረዳእታ ብፖታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ
5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/05/2012 ክሳብ 12/05/202 ዓም እዩ
6 ፕሮፈርማ ዝከፈቱ ዕለት 12/05/2012 ሰዓት 9:30 ይከዉን
7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፈርማ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀደማ ኣብዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይከኣል
መመለስ