1 ተወዳደርቲ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ
2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2012ዓ/ም ክሳብ 13/05/2012 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 13/05/2012 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ 9፡30 ድማ ይክፈት
4 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ
መመለስ