ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ዕድጊትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 10:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 11:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መቅረባይ ሰርትፊኬት ቫት ተመዝገብቲን

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 06/05/2012ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብር 10000  ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ