ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባረን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 06/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 11፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

መመለስ
የጨረታ ምድብ