ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ባነር ዓመታዊ መፅሓፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቀርብ

4 ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/05/2012 ሰዓት 2፡30 ክሳብ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም 2፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት ሰዓት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ሕልዉ አዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ምጥቀም ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ