ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ረዉ ሜከርን ናይ በሪ ቁልፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 09:00 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 05/05/2011ክሳብ 08/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ