ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ማንዋል ኮፒ ጌርኻ ምጥራዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ኣጎልግሎት ክትረክብ ትደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ቫት ቲኦቲ ዝተመዝገብኩምሉ፣ ናይ መቕረባይነት

3 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 04/05/ 2012 ክሳብ 07/05/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

4 እቲ ፕሮፎርማ 07/05/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

መመለስ
የጨረታ ምድብ