ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 08:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ምስ ንግዲ ፍቃድ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ክሳብ 06/05/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/05/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ