ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ንኤሌክትሪክ መብራህቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ጀነሬተር ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 09:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ጨ.ቑ.ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -05/2012 ናይ መብራህቲ ጀነሬተር

መኸበሪ ጨረታብር 15000.00 /ዓሰርተ ሓምሽተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ

1 ናይ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት ፣መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበርኣብ ዝርዝር መቕረባይነትዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ/መቅረባይነት/ ከቅርቡ ዝክእሉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒታት ዘማልኡ

2 ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 04/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 25/05/2012ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ጊዜ መፀኪም ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ዕለት 25/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - 0344-40-93-43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ