ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ሞተር ሳይክል በዓል ሞያ ፀጋኒ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 05:30 ጥዋት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

1 ናይቲ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ካርድ መቅረባይነትን ናይ 2012 ዝተሓደሰ መረዳእታ ኣተሓሒዘ ከቅርብ ዝክእል

2 ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎ

3 ሰነድ ጨረታ 50 ብር ከፊሎም ጨረታ ዝወፀ ዕለት 05/05/2012 ጀሚሩ ክሳብ 19/05/2012 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ  ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ዝፍለጥ ባንኪ ሒሳብ 1000077223208 ኣታዊ ብምግባር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ካትሕዙ ዝክእሉ  

5 እዚ ጨረታ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 5፡30 ቅ/ሰዓት ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ  ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ