1 ናይቲ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ካርድ መቅረባይነትን ናይ 2012 ዝተሓደሰ መረዳእታ ኣተሓሒዘ ከቅርብ ዝክእል
2 ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎ
3 ሰነድ ጨረታ 50 ብር ከፊሎም ጨረታ ዝወፀ ዕለት 05/05/2012 ጀሚሩ ክሳብ 19/05/2012 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ዝክእል
4 መክበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ዝፍለጥ ባንኪ ሒሳብ 1000077223208 ኣታዊ ብምግባር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ካትሕዙ ዝክእሉ
5 እዚ ጨረታ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 5፡30 ቅ/ሰዓት ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።
ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / ደዊልካ ምሕታት ይካአል::
መመለስ