ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 02:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2012 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/05/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/05/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420

መመለስ
የጨረታ ምድብ