ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ካብ 90-95 ገፅ ዝኸዉን ፅሑፍ ናይ ኣርትዖት /ኤዲትንግ/ ስራሕቲ ንኽሰርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 04:30 ጥዋት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • Print
  • Pdf

1 nብዚ ዝጫረት ተወዳዳሪ ኣብ ሚድያ ኣፍልጦ ዘለዎን ዝሰርሐን ነዚ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክችል

2 ኣብ ትሕዝቶ ኤዲተሪያል ዓቕሚ ኣፍልጦ ክህልዎ ይግባእ

3 ነቲ ስራሕ ዝሰዓረ ትካል ዉልቀ ሰብ ዉዕሊ ምስ አሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 ተኸታታሊ መዓልቲታት ወዲኡ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን ይግባእ

4 ዝድለ ደረጃ ትምርቲ ካልኣይ ዲግሪን ልዕሊኡን ሞያ ጋዜጠኝነት ኮምኒኬሽንን ዝተመረቐ

5 ልምዲ ስራሕ ልዕሊ 5ተ ዓመት በቲ ዝተገለፀ ሙያ ዝሰርሐ

6 ተጫረቲ ዘድሊ መረዳእታ ዘእትዉዎ ዋጋን ካብ 30/04/2012ዓ/ም ክሳብ 05/05/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 Zሰዓረ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግደድ

8 ቢሮና ዝሓሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03442403241 0914723696

መመለስ
የጨረታ ምድብ