1 ሕትመት
2 ኤሌክትሮኒክስ
3 ሞተር ሳክል እስፔር
4 ፅሕፈት መሳርሒ
5 ፅሬት መሳርሒ አብ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
- ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል / specification/ ድማ ምስራዝ ኣይካኣልን::
- ናይዚ ዓመት 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ወይን 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 ሓምሳ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ወረዳ ቆላ ተምቤን ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ብምግዛእ ክሳተፉ ዝደሊ
- ናይ መፀገኒ ቦታ ኣ ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን መፂኡ ይፅግን
- መሸነፋይ ዝበሃል ናይ ኩሉ ዓይነት ፅገና አማሊኡ ዝቐርብ ዋጋ ተደሚሩ ዝነአሰ ዋጋ ይወስድ
- ዘሸነፈ ትካል ተነጊርዎ ናይ ምትእጉጓል ፀባይ እንተርእዩ ብእዋኑ አብ ምፅጋን ንብረት ምስ ቐረበ 1 ንቐሊል ፅገና አብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ን ከቢድ ፅገና /ሞተር ምዉራድ አብ 15 መዓልቲ ክፅግን ዝኽእል
- ብብርኪ ፅግና ከምትካል ብፅገና ዘለዉን ስራሕ ልምድን ሓይሊ ሰብን ምስ ሰርትፊኬቶም /ዝተመረቕሉ ዓዉዲ ፅገና/ ክገልፅ ዝኽእል መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
- ድሕሪ ፅገና አብ ዝሐፀረ እዋን ንዘጋጥም ተመሳሳሊ ብልሽት አብ ምፅጋን አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብልሽት እንተጋጥም ብዘይ ዳግም ክፍሊት ክፅግን ዝደሊ
- ተገዚኡ ዝመፅእ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኦርጅናል /ትክክለኛ/ ምካኑ ምርግጋፅ ሐላፍነትን አብ ምዉሳድ ብፅሑፍ ክረጋግፅ ዝክእል
- ካብ ካልኦት መፀገነቲ አካላት በብዓመቱ በብግዚኡ ዝተረኸበ ፀገም ዘይነበሮም ምካኑ ናይ ምስጋና ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- ንመኽበሪ ጨረታ 5000 /ሓሙሽት ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል
- እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋን ቦታ እንድሕር ዘይተረኪቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብዘይለዉሉ ዝክፈት ምኻኑ
- እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎ
- ቫት ዝተመዝገበን Tin cared ምዝገባዘዎ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክረለሽን ከቅርብ ዝኽእል
- እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ ግዜ ካብ ዕለት 3 /4 /2008 ዓም ክሳብ 18 /4 /2008 ዓ/ም
- እዚ ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 18 /4 /2008 ዓመ ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 4:00 እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ሰዓት 4:30 ይከዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ዉዕልን ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስቁ 0344460052 /0344480116 /0914687716
መመለስ