ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንህንፀት ሓፁር ማእከል ኤግዚቢሽን ዝዉዕሉ ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑታት ፣ ሓፂንን ተዛመድትን ፣ ናይ ሓፂን ቀለምን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 04:00 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ መቅረባይነትን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 01/02/2012 ክሳብ 05/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 41 44 90 / 03 44 41 44 73 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ