ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ በዓልክ 12 ገፅ ማንዋልት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ሰነድ ጨረታ 20 ብር ክዕድግ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 30/04/2012ዓ/ም እስካብ 12/05/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ