ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 05/05/2012 ሰዓት 4፡00

መመለስ
የጨረታ ምድብ