መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናዉቲ ቤተ ፈተነ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 04:02 ጥዋት
  • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ጨረታ ዝሰዓረ ፅፈቱ ዝሓለወ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

3 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

4 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

5  ካብ 10000 ንላዕሊ መኸበሪ ጨረታ ዝሰዓረ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤ መከበሪ ጨረታ 500 ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ዝኣትወሉን ዘክፈተሉን ሮብዕ 06/05/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኸዉን

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

8 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን

መመለስ
የጨረታ ምድብ