ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 08:30 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 29/05/2011ክሳብ 04/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ