ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቱቡላሪብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 09:00 ከሰአት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 29/04/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 9:30 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

መመለስ
የጨረታ ምድብ