ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ቴፕ (sony) speaker ንብረት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2012 03:00 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ቫትን ከትሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም- 27/04/2012 ዓ/ም 11፡00 እዩ

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/04/2012 ሰዓት 3፡00 ይኸዉን

ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 46 74 ምድዋል ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ